Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉልዑ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ፅሬት: ሕትመት : መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና : መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 5, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 5, 2016 5:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመሳርሒ ፅሕፈት 10,000: መሳርሒ ፅሬት 3,000: ሕትመት 3,000: መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና 5,000 : መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ