ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ኣብ 1ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ በረኪናን ሳሙናን ኦሞን ድማ ንማኒፋክቸሪንግ ጥራሕ ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ ነርስ ጫማ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ ጀነሬተርን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ እታወታት ምግቢ ደረቕ እንጀራን ባኒን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሐመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት /ፈርኒቸር/፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ሕክምና ኣቅሑት፣ ናይ ጀነሬተር ስፔር ፓርትን ነዳድን ቅብኣት ፣ ጎማን ባትርን ስፔር ፓርትን ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ጨርቃ ጨርቂ ዝርከብ ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ጫማ ዝርከብ ፣ ደንቢ ክዳን እንዳ ቡቲክ ዝርከብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ሃንድ ፓምፕ ሴትን ስፔርን ፣ ዌልድ ጀነሬተር ዌልዲንግ ማሽን ሶላር ንድሪል ማሽንን ግራይዲንግ ማሽንን ፣ ክጫረት ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሰ ዓይነት ማሽን ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ስለዝደለየት ማለት እዉን /Animal feed meal processing machine ,single shaft vertical feed mixer / Prodaction capacity above 1000 Kg per hour/ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ማለት እዉን ኮንክሪት ምክሰር በዝሒ 10 ፣ ተርማል ኦይል ቢኤምዲኢ 4576 ሊትሮ ፣ ኤሌክትሪካል ባርክ ካተር ኤንድ በንደር በዝሒ 01፣ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ኣብ መክዘን ስቶክ ዘለኩም ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2013 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሐታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ኤሌክትሮክት ፕሬዤር ቫኪምን ካልኦትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ብቅዓት ዘለኩምን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሐታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ጀነሬተር ፅገና ግልጋሎት ከፀግን ስለዝደሊ ተወዳደርቲ በዚ ፕሮፎርማ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታትን ኣቅሑት መለዋወጢ ኤሌክትሪክን ፣ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ኤች ዲቢ ኢን GI ትቦ መገጣጠምን ፣ ኣቅሑት ላብላቶሪ ክሎሪንን፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ኣቅሑት ቢሮን ፣ ፅሬትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዘእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ Shire Endassilase ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ሃንድ ፓምፕ ሴትን መለዋወጢ ኣቅሑትን፣ ዌልድ ጀነሬተር ዌልዲንግ ማሽን ሶላር ንድሪል ማሽንን ግራይዲንግ ማሽንን ፣ ክጫረት ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ