ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሰ ዓይነት ማሽን ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ስለዝደለየት ማለት እዉን /Animal feed meal processing machine ,single shaft vertical feed mixer / Prodaction capacity above 1000 Kg per hour/
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 6, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
5 ዝርዝር ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቁፅሪ 360 ክወስድ ይክእሉ
6 እቲ ፐሮፎርማ 05/02/2013 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44