ቤት መዘጋጃ ከተማ ነበለት ንከተምኡ ዝከዉን መዋቅራዊ ፕላን ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ነበለት
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።