Closed
ጥምረት ማሕበር ኤሌክትሪክ ፣ መለዋመጢ ኣቁሑት መኪናን ፅሕፈት መሳርሕን ኣብ ከይዲ ህንፀት ንዝርከብ 2B+G+15 ንዝኾነ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ደረጀ 1 /ሓደ/ ንዝኾኑ ኣማክርቲ ህንፃ ማሃንዲሳት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 10, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 10, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ