ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ወረዳ ቆላ ተንቤንን ናዕዴርን ናይ ዝርከቡ መንገድታት ናይ መንገዲ ዲዛይን (Detail Engineering Design Tender Document Preparation and Contract Administration) ውዕሊ ኣሲሩ ኣብ ምስራሕ ስለዝርከብ ነቶም ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ፕሮጀክትታት ኣብ ኣማኽርቲ መፅናዕቲ ገምጋም ፅልዋ ከባብያውን ማሕበራውን ካብ ዝሰርሑ ፍቓድ ዘለዎም መማኸርቲ ትካላት በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስራሕ መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 7, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ነበለት ንከተምኡ ዝከዉን መዋቅራዊ ፕላን ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 11, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 11, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ5,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ዓብይዓዲ ዝርከብ ዲዛይን ዝፀደቐሉ ናይ ቀለምን ኳርቲዝን ፋብሪካ ፕሮጀክት ስራሕቲ ህንፀት ብደረጃ ሰለስተን ወይ ልዕሊኡ ኣማኻሪ (ኮንሰልታንት) ስራሕቲ ክለሳ ዲዛይን፣ ውዕሊ ምሕደራን ሱፐርቪዝንን፣ ተቖፃፀሪ ፅሬት ስራሕቲ ህንፃ ንምስራሕ ስለ ዝደለና

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 10, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዳባጉና ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ ከተምኡ ከተማ ዳባጉና መዋቅራዊ ፕላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 6, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 6, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s