Closed
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ምስ ኮሞሽ ፕሮጀክት ብምትሕብባር ኣብተን ዝተመረገ ንኣርባዕተ ንወረዳታት ንዘለው ልምዓት ጉጅለ ዝተፈላለዩ ናውቲ ናይ ሳሙና መምረቲ ከሚካላትን ንዓህቶም መሳርሒ ዝኮኑ ሚዛንን ናይ ፅሬት ኣቕሑትን ብከተማ በርኪ ማለት ምልክታ ብምልጣፍ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 12, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ