ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ስነሉቦና ብፐር ፎርማ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 1, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ፐርፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ስነሉቦና ብፐር ፎርማ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::
ተወዳደርቲ ተማልእዎ ረቃሐታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ 2017 ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል
2. ዝነወሐ ናይ ምፅናሕ ጊዜ ዘለዎ
3. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
4. ፐርፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 01/07/2017ዓ/ም ክሳብ 04/07/2017 ዓ/ም ይከውን ፐርፎርማ ዝዕሸገሉ ዕለት 04/07/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ብተመሳሳሊ ዝክፈተሉ
5. 04/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኮይኑ ተወዳደርቲ ኣብ ዘለውዎ ቀቤሌ 15 /ዝርከብ ዋና ቤት ፅሐፈትና ይውን
6. ናይ ዝህብዎ ግልጋሎት 2% ሲፒ ከትሕዝ ዝክእል
7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኮይኑ ተረኪቡ ናይ ምስራዝ መብቱ ሕሉው እዮ