ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ምስ ኮሞሽ ፕሮጀክት ብምትሕብባር ኣብተን ዝተመረገ ንኣርባዕተ ንወረዳታት ንዘለው ልምዓት ጉጅለ ዝተፈላለዩ ናውቲ ናይ ሳሙና መምረቲ ከሚካላትን ንዓህቶም መሳርሒ ዝኮኑ ሚዛንን ናይ ፅሬት ኣቕሑትን ብከተማ በርኪ ማለት ምልክታ ብምልጣፍ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 12, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ዝህቡ ትካላት ብምውድዳር ሰራሕተኛታቱ ከብቅዕ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 17, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 18, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s