ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ UNCEF ብዝረከቦበጀት ኣብ ወረዳ እንደርታ ፍሉይ ቦታ ሓዉሶዎ ዝስራሕ ናይ መስተ ማይ መስፋሕፊሒ ፕሮጀክት ዝወዕል ብክክል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።