ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ቆላ ተምቤን ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝኮነ ፕሮጀክት ካብ UNDP & RT ብዝተረከበ ሐገዝ በጀት ኣብ ጣብያ ደደረ ዝርከብ ጥዕና ጣብያ መዕረፊ መዋልዳን ምስራሕ ብብርኪ ብዕደጋ መፍለይ ኮድ ቆላ 08 2017 ብርኪ ደረጃ 8 ደቀቅቲ ህንፃ ኮንትራክተር BC ብብርኪ ደረጃ 9 ኣናእሽተይ ጠቅላላ ኮንትራክተር GC ዳንትንት ንግድ ትካላትን ናይ ኮንስትራክሽን ብቅዓት ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ቆላ ተምቤን