ሀሴት ሪልስቴት ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቀለ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ንዝሃንፆ ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ ናይ ጫማ፡ኮለን እና ሸርዎል(Footing pad, Foundation column & shear wall) ፎርም ዎርክን ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሸን ፍቃድ ደረጃ BC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ዝኮኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግ ሓላ.ዝ.ው.ማሕበር ኣብ ዓብይ ዓዲ ናይ ፉል ስቴሽን ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ብኮንስትራክሽን ስራሕቲ ደረጃ GC-3 ወይም ደረጃ BC-3 ልዕሊኡን ብቕዓት ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወዳዳርቲ ምስዚ ምልክታ ብዝተተሓሓዘ ሰነድ ጨረታ መሰረት ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ ቆላ ተምቤን ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝኮነ ፕሮጀክት ካብ UNDPN ን SNDRP ዝተረከብ ሓገዝ በጀት ኣብ ጣብያ ደደረ ዝርከብ ጥዕና መዋልዳን መዓርፊ ማለት እዉን maternity waiting room ንምስራሕ ብብርኪ 8 ማለት እዉን ደረጃ 8 ደቀቅቲ ህንፃ ኮንትራክተር ማለት BC ብደረጃ 9 ኣናእሽተይ ጠቅላላ ኮንትራክተር GC ደቀቅቲ ኣንኣሽተይ ትካላትን ንግድን ናይ ኮንስትራክሽን ማለት ህንፀት ብቅዓት ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ UNCEF ብዝረከቦበጀት ኣብ ወረዳ እንደርታ ፍሉይ ቦታ ሓዉሶዎ ዝስራሕ ናይ መስተ ማይ መስፋሕፊሒ ፕሮጀክት ዝወዕል ብክክል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሀሴት ሪልስቴት ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቀለ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ንዝሃንፆ ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ ናይ ጫማ፡ኮለን እና ሸርዎ(Footing pad,Foundation column & shear wall)ብረት ፎርም ዎርክን ኮንክሪት ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ BC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ዝኮኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ዓብይዓዲ ዝርከብ ዲዛይን ዝፀደቐሉ ናይ ቀለምን ኳርቲዝን ፋብሪካ ህንፀት ስራሕቲ ብሓፈሻዊ ኮንትራክተር (General contractor) ደረጃ 5 ልዕሊኡን ወይ ብህንፃ ኮንትራክተር (Building contractor) ደረጃ 4 ልዕሊኡን ንምስራሕ ስለ ዝደለና ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 19, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ዓብይዓዲ ዝርከብ ዲዛይን ዝፀደቐሉ ናይ ቀለምን ኳርቲዝን ፋብሪካ ህንፀት ስራሕቲ ብሓፈሻዊ ኮንትራክተር (General contractor) ደረጃ 5 ልዕሊኡን ወይ ብህንፃ ኮንትራክተር (Building contractor) ደረጃ 4 ልዕሊኡን ንምስራሕ ስለ ዝደለና ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 19, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ብናይ ስሪ ኣር ፎኦር ሲኤሲኢፕሮጀክት ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ኣብ ቦራ ቸለና ዝርከቡ ኣብያተ ትምህርቲ ዝተፈላለዩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ወይድማ ኪኩ ፊክስ ፕሮግራም ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 12, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እምባ ኣላጀ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ City Mall ፕሮጀክት ናይ Form Work ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 5, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሞገድ ኢንጂነሪንግን ኮንስትራክሽንን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ ኣሸጎዳ ከባቢ ንዝሃንፆ ናይ ኣሉሚንየም ፋብሪካ ናይ ቀለምን ኳርትዝን ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ GC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቓድ ዘለዎም ኣብ ካልኦት ፕሮጀክትታት ብተመሳሳሊ ዝሰራሕኩም፤ ተኮናተር ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2017 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ