ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታ ቆራሮ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ሰራሕ ህንፀት ልመዓት መስኖ ካብ ሴሌኤም በጀት አብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ማይ ኣድራሻ ቁሸት ዓዲ ንዝስራሕ ሓባር ዒላ ተጫረቲ ከስርሐሎም ዝተልኣከልና ደብዳቤ መሰረት ኣብ ማይ ተንከፍ ንዝተዋፈርኩም ንደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ታሕታይ ቆራሮ