ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጎዓዝያ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፃ ናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ዩኒን ካብ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ FSRP ካብ ዝተመደበ በጀት ኣብ ከተማ ኣክሱም ሐዉልቲ ዩኒን ናይ ዝስራሕ ነቲ ፕሮጀክት መክዚን መካቢያ እንዳወርዳያ ገዛ ስራሕቲ ህንፀት ንዝተዋፈሩ ሕጋዊያን ናይ ህንፃ ኮንትርክተራት BC ወይ ጠቅላላ ኮንትራክተራት GC ንግዲ ትካላት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ማይጨዉ