ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሙያ ዓድዋ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ኮሌጁ ንዝርከብ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ፅሬት አቁሑት: ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ዝኮኑ አቁሑት :ናይ ኤሌክርቲክን ኢንዱስትሪን አቐሑት :ናይ ሳይክል መቀያየሪ አቁሑን :ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ /ናይኤሌክትሪክ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእከል ኣብ ናይ 2009 ዓም በጀት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 3, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 3, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 2, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 2, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s