ተዓፅዩ

ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፈርኒቸር መድሓኒት እንስሳ ናዉቲ ትምህርቲ አቁሑት ፅሬት መሳርሒ ህንፃ መለዋወጢ አቁሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ከምኡዉን ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፈርኒቸር መድሓኒት እንስሳ ናዉቲ ትምህርቲ አቁሑት ፅሬት መሳርሒ ህንፃ መለዋወጢ አቁሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ከምኡዉን ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 11, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 11, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማእከል ቤት ሕንፀት ራያ አላማጣ ንህንፀት ስራሕቲ ዝዉዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 10, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 10, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ አቁሑት :ናይ ዜብራ ቀለም :ኤለክትሮኒክስ: ምሩፅ ሓመድ ምፍራይ ወይዉን ዶዘር ክራይ :ናይ መኪና ጎማን ባትርን :መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ህንፃ መሳርሒ: መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን :ዕጥቂ ስፖርትን ን 2009 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ ክገዝን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 6, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 6, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ፡ሳኒተሪን ቡንባን አቁሑትን: አዉቶ መካኒክስ፡ ኤለክትሪክሲቲ ፡ኤለክትሮኒክስ ወይ ብሮድካስት ፡ጋርመንት ፡መሳርሒ ፅሕፈት፡ ፅሬት አቁሑ :ኮምፒተርን ኮምፒተር አክሰሰሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ