Closed
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማእኸል ምርምር ሕርሻ አላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዓይነት ንብረት ብዝርዝር እንትገልፅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ናይ ምርምር ኣቁሑት ፣ናይ ህንፃ መሳርሒ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 26, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 27, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታኣላማጣ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ