Closed
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈላለዩ በጀት ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ውን መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቀሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቀሑት መለዋወጢ መኪና (ስፔር ፓርት)፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክሰ ክትወዳደሩ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ