ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ፀፀርን ሓሸዋን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 30, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 30, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ን3ይ ዙር መናእሰይ ናይ ስልጠና ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዘለና ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፤ ፅሬት፣ ናይ ኤሌክትሪክ፣ ናይ ዝርገሐ ማይ መሳርሒ፤ ናይ ኮንስትራክሽን፣ ኮስሜቲክስ፣ ጨርቃ ጨርቅን፣ ፈርኒቸርን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎጎ፣ ምግቢ ኣቅሑት፣ ምርባሕ ደርሆ፣ ምህጣር ከፍቲ መሳርሕታትን ፣ ናይ ጎማ ካለማደሪያን ናይ ሞዴል ል1HZ /ኣንቡላንስ/፣ ሞዴል ZN-1033UBX፣ ሞዴል 682-N3 ኢነትረ መኪና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 23, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኣግበ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢሎቱ ዝተፈላለየv
ናይ ደኩመንት ዋጋ30-50.0
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑ / Construction Material/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 8, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 9, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ሲሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 18, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 18, 2011 10:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስ ቀፂሎም ንህንፃ መሳርሒ ዝውዕል ሲሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2011 10:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 15, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ባህር ዛፍ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s