ተዓፅዩ

ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ኩሓ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረተ ልምዓት ዋንነቱ ብናይ ከባቢያዊ ልምዓት ዝኮነ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ሶዲየም ሼክሴር ምስ ኣምፕሉን ናይ ደገ መብራህቲ ዝዉዕሉን ኣቅሑት ኮንስትራክሽንን ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ድማ ናይ ኩሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መዋልዳን ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 10, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምም/ርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 27, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 27, 2011 11:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ባህርዛፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 23, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ብሎኬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ