Closed
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ኤሌክትሮኒከስ ፅገና ዝዉዕል ናይ ፕሪንተር መለዋወጢ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 10982 ግ/ል/ት ዕለት 22/5/2016 ዓም ብልምዓታዊ ትልሚ ቴክኖሎጂን ሐበሬታን ዳታ ቢቤዝን ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ 24/5/2016 ዓም ሰዓት ኣይተገለፀን
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን24/5/2016 ዓም ሰዓት ኣይተገለፀን
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ