ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ኤለክትሮኒክስ ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 11, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 11, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሸራሮ ካብ UIDP በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ዴስክቶፕ ኮምፒተር ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪን : ላፕቶፓትን: ፕሪንተራትን ኢሉዉን ፎቶ ኮፒ ማሽን : እስተሺነሪ : ፕሪንተር ቀለምን : ወረቀት ኮምፒተርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 15, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 15, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

በዓል መዚ መንገዲታት ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2016 ናይ UIDP በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ ኣቅሑት ፈርኒቸር ሎት ወይ እዉን ናዉቲ ቤት ዕዩ : ሎት ክልተኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ወይ እዉን ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 13, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 13, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ