Closed
ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣቁሑት ማላት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጥን ናይ ፅገና ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 27, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 28, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ