ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ ኣቅሑት ፅሬት ንበጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ጨረታ ሰዓራቲ ምስዝኾኑ ትካላት ውዕሊ ኣሲ ሩዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሐመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም 2ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝውዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሬተር፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኮምፒተር ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ኽዳን ፣ ሸቀጣ ሸቀጥ ጥረምረ ኣሕምልቲ ፍረምረ፣ ግልጋሎት ስፌት ዓለባ፣ ዕገና ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ምድላው ባልትና፣ ባኒን እንጀራን ብዝተፈላለየ ምድብ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 28, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሐመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት :ናይ ቢሮ ኣቅሑት ንምግዛእን ንምፅጋንን፣ ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ናይ ሸቀጣ ሸቀጥ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መስተታት፣ ዝተፈላለዩ ጨርቅታት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ጎማን ካላመደሪያን ንምግዛእን፣ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ንምፅጋንን ዝተፈላለዩ ቅጥዕታት ምሕታምን ስለዝደለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 17, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ : ህነፃ መሳርሒ : ን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቐሑት: ናይ ኮምፒዩተር ኣክሰሰርን ኣቑሑት፣ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት፣ፀፀር 00፣ናይ ኮምፒዩተር ተዛመድትን ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዕዳጋ ሓሙስ ተወሳኺ ኣንብብ
ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መኪና አቁሑ ጀነሬተር ኤለክትሪክ ማይ ቡንባ መሳርሕታት ህንፃ አቁሑት ገዛ መሳርሕታት ፅሕፈት መሳርሕታ ፅሬት ቢሮ መገልገልን ኮምፒተርን ተዛምድቲ ብሮድካስቲንግ መፈነዉን መቀበልን ብኤለክትሪክ ዝሰርሑ ናይ ቢሮን ገዛን አቁሑ ደንቢ ክዳን ሸቀጣሸቀጥ ጥረምረ አሕምልትን ፍራምረን ግልጋሎት ገራጅ ግልጋሎት ስፌት ዓለባ ፅገና ኤሲን ፍርጅን ፅገና ኮምፒተርን ተዛመድትን ስርሕቲ ሕትመት አቅርቦት ስጋ ምድላዉ ባልትና ባንን እንጀራን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሐመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2011 ዓም በቲ ናይቲ ኮሌጅ መደበኛ በጀት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤለክትሮኒክስ ፡መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቅሑት ኣይቲ፡ :ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ: መሳርሒ ፅህፈት: አናእሽተይ አቁሑት: ኣቅሑት ፅሬት :ሕትመት :ኤለክትሮኒክስ ፅገና: አቁሑት ቢሮን :ተሽከርካሪ ሞተር ሳይክልን ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲ ጉዶም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና ፅግና ባዓልሞያ: ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ፅገና በዓል ሞያ : ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና በዓል ሞያ :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ፅሕፈት: ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ጋራጅ: ጎማታታት መኪይን : ፅገና ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት መለዋጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ገፀግንን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ናዕዴር ዓዴት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግል ናይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈት : ሃለቂ መሳረሒ ፅሬትን ኣናእሽተይ መሳርሒን : ፅግና ናዉትን : ግልግሎት ሕትመትን ዕደጋ ከካይድ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰቲት ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 6, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ