ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነፀግን ንይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲ ጉዶም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።