ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና እስካብ ሰነ 30 ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 25 /03/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት30/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡00ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15