ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዴት ን2018 ዓም ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድን ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ወረዳ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።