ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2018 ዓም በጀት ኣብ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ካብ ገባሪ ሰናይ ኤንዲፒ ፕሮግራም ብዘተረከበ በጀት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፈርኒቸርን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ተወዳዳረቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት፣ ቲን (TIN) ቁፅሪን ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓ.ም ተወሳኺ እሴት ታክስ (VAT) ዲክለሬሽን መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ ክትወዳደሩ ት hisዕደሙ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 4/9/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 9 ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል።
* ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ (Bid Bond) 40,000 ቅርሺ ብስፒኦ (CPO) ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ ክሆኑ ኣለዎም።
* እቲ ጨረታ ሓደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ተዳልዩ ኣብ ዕለት 19/9/2018 ዓ.ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ይኸፈት።
* ዋጋ ጨረታ ን20 መዓልታት ፀኒዑ ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914134672 ምድዋል ይከኣል።

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ ኣብ ልምዓት ምምሕደር ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም ካብ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓም ዘፍለጥክምሉ ዲክለር ዝገበርክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ ቲን ናምበር ቁፅሪ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

3 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ንነብስወከፍ ጨረታ ቢድ ቦንድ 40000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምሰፈለጠ ዉዕሊ ኣሲሩ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

5ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ 4/9/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንብረትን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን መረዳእታ ክተእተዉ አለኩም

7 ዝኮነ ይኩን ተጫራታይ ዘይተማለአ ሰነድ እንተእቲዉ ዉድቂ ይከዉን

8 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/9/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 19/9/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት

9 እዚ ዋጋ እዚ ን 20 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914134672

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s