https://tenders.milkta.com/ti/display/19935

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2018 ዓም በጀት ኣብ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ካብ ገባሪ ሰናይ ኤንዲፒ ፕሮግራም ብዘተረከበ በጀት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፈርኒቸርን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 4, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:40,000.00
  • ቦታ:ኣሕፈሮም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 19, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ ኣብ ልምዓት ምምሕደር ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም ካብ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓም ዘፍለጥክምሉ ዲክለር ዝገበርክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ ቲን ናምበር ቁፅሪ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

3 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ንነብስወከፍ ጨረታ ቢድ ቦንድ 40000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምሰፈለጠ ዉዕሊ ኣሲሩ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

5ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ 4/9/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንብረትን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን መረዳእታ ክተእተዉ አለኩም

7 ዝኮነ ይኩን ተጫራታይ ዘይተማለአ ሰነድ እንተእቲዉ ዉድቂ ይከዉን

8 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/9/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 19/9/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት

9 እዚ ዋጋ እዚ ን 20 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914134672