ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ፅገና :ኣቅሑት ቢሮ ናይ ህንፃ መስትያት መፀገኒ ናዉቲ ምስ ናይ ጉልበት ዋጋ ሓዊሱ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንንይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሽረ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።