ፕሮፎርማ ጨረታClosed ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሊክትሮኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 9, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 9, 2017 8:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሊክትሮኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ መደበኛ ኤሌክትሮኒክስ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 17, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ መደበኛ ኤሌክትሮኒክስ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም::
ግልፂ ጨረታClosed ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ቀወምትን ሃለቅትን ንብረት ማለት እዉን መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ : መሳርሒ ፅሕፈት አወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 18, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 18, 2017 9:05 ቅ/ሰዓትቦታዓ/ዓዲናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመክበሪ መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ 6000 : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 16000 : መሳርሒ ፅሕፈት 3500ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ሚያዝያ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ቀወምትን ሃለቅትን ንብረት ማለት እዉን መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ : መሳርሒ ፅሕፈት አወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ኮለጅ ቴክኒክን ሙያን ዓ/ዓዲ ን2017 ዓ/ም ቀወምቲ ንብረትን ሃለቅቲ ንብረት ን ህንፃ ምልክታ ጨረታ መሳርሒ፣ንኤሌትሪክ ፣ኤሎትሮኒክስ ፣ኣውቶ ሞቲቭ ፣ፅሕፈት መሳርሒ ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 18, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 18, 2017 9:05 ቅ/ሰዓትቦታዓ/ዓዲናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላ ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮለጅ ቴክኒክን ሙያን ዓ/ዓዲ ን2017 ዓ/ም ቀወምቲ ንብረትን ሃለቅቲ ንብረት ን ህንፃ ምልክታ ጨረታ መሳርሒ፣ንኤሌትሪክ ፣ኤሎትሮኒክስ ፣ኣውቶ ሞቲቭ ፣ፅሕፈት መሳርሒ ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ TV Stand ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 6, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 6, 2017 8:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ TV Stand ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀዋሚ ንብረት ናዉቲ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሓፂን መፂን መሳርሒ : ናይ ሳኒተሪ ኣቅሑት :ናይ ጨረቃ መርቂ መሳርሒ: ናዉቲ አዉቶሞቲቨን መለዋወጢ መኪናን ስፔርን: ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታኣክሱምናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀዋሚ ንብረት ናዉቲ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሓፂን መፂን መሳርሒ : ናይ ሳኒተሪ ኣቅሑት :ናይ ጨረቃ መርቂ መሳርሒ: ናዉቲ አዉቶሞቲቨን መለዋወጢ መኪናን ስፔርን: ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቕሑት ክገዝእ ስለዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 3, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 3, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቕሑት ክገዝእ ስለዝደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቢሮ ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ነዞም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ማለት እዉን ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ኣይሲቲ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 14, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2017 3:31 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ነዞም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ማለት እዉን ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ኣይሲቲ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ኮሌጅ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንምምህራ ምስትምሃር ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ : መድሓኒት እንስሳ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 14, 2017 3:10 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታዉቅሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 3000 ቅርሺ: መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 1500 ቅርሺ : መሳርሒ ህንፃ 1500 ቅርሺ : መድሓኒት እንስሳ 1000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ150.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መጋቢት 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንምምህራ ምስትምሃር ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ : መድሓኒት እንስሳ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 1, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 2, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መጋቢት 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡