ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 13, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ላፕቶፕ ኮፑተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 9, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት HP laptop core I 7 በዝሒ ሐደ : ኤክስተርናል ሃር ዲስክ 6 ቴራ ቫይት በዝሒ ሐደ : ዲቫየደር ፊንግ ፋንግሊያ በዝሒ ዓሰርተ ሓሙሽተ: ናይ ማይ ፕላስተር በዝሒ ሐደ ሚኢቲ : ኦድዩ ኬብል በዝሒ ሐደ : ቪድዩ ኬብል በዝሒ ክልት : ቪምሲ ኮኔክተር ሜል በዝሒ ሐደ : ኤክስልኣር ኬብል ኮኒከተር ኣንፊኖሎ ኤከስ 3 ኤም ቢ ኤም ኤንድ ኤፍ 20 ፕላስ 20 ኤንድ ኤፍ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s