ግልፂ ጨረታClosed ምዝርጋሕ ተበፃሕነትን ስርዓት ምዕባይን (EASE) ናይ ኤሌክትሮኒካዊ ንብረት ኣቅሑትን ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክግልግልን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 2, 2018 4:05 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ነሓሰ 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ምዝርጋሕ ተበፃሕነትን ስርዓት ምዕባይን (EASE) ናይ ኤሌክትሮኒካዊ ንብረት ኣቅሑትን ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክግልግልን ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ (Indoor Camera, Ortowor Camera & NR NETWORK Video Recorder ) ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 14, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ነሓሰ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ (Indoor Camera, Ortowor Camera & NR NETWORK Video Recorder ) ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ CAR GPS TRACEER ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 14, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ነሓሰ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ CAR GPS TRACEER ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንሕክምና ግልጋሎት ዝዉዕል ፍርጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 13, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ነሓሰ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንሕክምና ግልጋሎት ዝዉዕል ፍርጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል እታወታት ኮምፒተር ዝኾኑ ብምልጣፍ ዝወፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 13, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 13, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ነሓሰ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል እታወታት ኮምፒተር ዝኾኑ ብምልጣፍ ዝወፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 13, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ነሓሰ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ንተምሃሮን ካልኦት ክፋል ማሕበረሰብን ግልጋሎት ዝዉዕል Electronics Item (sound system) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 15, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 16, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ነሓሰ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ንተምሃሮን ካልኦት ክፋል ማሕበረሰብን ግልጋሎት ዝዉዕል Electronics Item (sound system) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ መመርመሪ መሳርሒ ኣቁሑት (Water Quality Testing Equipements) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ስለትደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 20, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 21, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ነሓሰ 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ማይ መመርመሪ መሳርሒ ኣቁሑት (Water Quality Testing Equipements) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ስለትደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ላፕቶፕ ኮፑተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 9, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ነሓሰ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ላፕቶፕ ኮፑተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታClosed ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት HP laptop core I 7 በዝሒ ሐደ : ኤክስተርናል ሃር ዲስክ 6 ቴራ ቫይት በዝሒ ሐደ : ዲቫየደር ፊንግ ፋንግሊያ በዝሒ ዓሰርተ ሓሙሽተ: ናይ ማይ ፕላስተር በዝሒ ሐደ ሚኢቲ : ኦድዩ ኬብል በዝሒ ሐደ : ቪድዩ ኬብል በዝሒ ክልት : ቪምሲ ኮኔክተር ሜል በዝሒ ሐደ : ኤክስልኣር ኬብል ኮኒከተር ኣንፊኖሎ ኤከስ 3 ኤም ቢ ኤም ኤንድ ኤፍ 20 ፕላስ 20 ኤንድ ኤፍ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ነሓሰ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት HP laptop core I 7 በዝሒ ሐደ : ኤክስተርናል ሃር ዲስክ 6 ቴራ ቫይት በዝሒ ሐደ : ዲቫየደር ፊንግ ፋንግሊያ በዝሒ ዓሰርተ ሓሙሽተ: ናይ ማይ ፕላስተር በዝሒ ሐደ ሚኢቲ : ኦድዩ ኬብል በዝሒ ሐደ : ቪድዩ ኬብል በዝሒ ክልት : ቪምሲ ኮኔክተር ሜል በዝሒ ሐደ : ኤክስልኣር ኬብል ኮኒከተር ኣንፊኖሎ ኤከስ 3 ኤም ቢ ኤም ኤንድ ኤፍ 20 ፕላስ 20 ኤንድ ኤፍ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ