ተዓፅዩ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ፈረስ ማይ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ዝዉዕል ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ተሽከርከርቲ መላት እዉን ሞተር ሳይክልን: ሳይክልን : ህንፃ ኣቀሑት : ፅሬት ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ: ንኣቀሑት ፅሬት 1000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ኤሌክትሪክ 15000 ቅረሺ : ንኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ 50000 ቅርሺ : ንተሸከርከርቲ 15000 ቅረሺ : ከምእዉን ንመሳርሒ ህንፃ 1500 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዘለዎ ናይ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ዝወፀ ግልፂ ጭረታ ናይ መገጣጠሚ፣ ትቦታት ፕሪንተር ኮምፒተር፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፣ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ብቢ ሎቱ ይፈላላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንብቢ ሎቱ ይፈላላ
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላ
ናይ ደኩመንት ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላ
ዝወፀሉ መዓልቲ