Closed
ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት: መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍን:ናይ መኪና ጎማ ሞተር ሳይክል ያማሃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 20, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 20, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ