በትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት የገቢዎች ልማት ባለስልጣን ለ2ኛ ጊዜ የወጣ ግልፅ ጨረታ የትግራይ ክልል የገቢዎች ልማት ባለስልጣን ለ2010 በጀት ዓመት አገልግሎት የሚዉሉ ላፕቶፖች :ቢመር: ኤች ዲ ዌብካም:ወዘተ (ኤሌክትሮኒክስ) በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ከዚህ በታች የተዘረዘረዉ መስፈርት ያማሉ ይጋብዛልዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ 2010 ስሩዕ ጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መቅረፂ ምስሊ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን :ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ንበጀት ዓመት 2010 ዓም ንዝተፈላለየ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኤለክትሮኒክስ: ኣብነት ፋርጎ ማሽን: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር አክሰሰሪን: ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቢሮ ስራሕቲ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቆወምትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
የትግራይ ልማት ማህበር ለፅህፈት ቤቱ አገልግሎት የሚዉሉ ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሪንተር :ላፕቶፕ : ካሜራ: ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ ሎሎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 13, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ወረዳ ራያ አለማጣ ንቤት መዘጋጃ ዋጃ ጥሙጋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣብቲ ከባቢ ዝስርሑ ደረቅ ወንበር : ናይ ኔትወክ ኣቅሑት ምስ መጋጣጠሚኡ ማለት እዉን ብሮድ ባንድ :ሃይ ባግ ተሽከርከርቲ ወንበር : ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር :ላፕቶፕ ኮምፒተርን : ስቴብላይዜርን ናይ ፅርጌ ፓዉዛ ማለት እዉን መብራህቲ ብክልተ ሚእትን ሓምሳን ዋት ምስ ኣርሙን ኬብሉን መብራህቲን ብመደኛ በጃት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዞባ ደቡብ ምብራቅ ማእኸል ቤት ፍርዲ ካብ 2010 ዓ/ም መደበኛ በጀት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅ /መሳርሒ : ፅሬት አቐሑት ናይ ቢሮ አቁሑት ፈርኒቸር: ላፕቶፕ ፎቶኮፒ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደሊዩ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ አቁሑት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመት ኣይቲ እና ተዛመድቲ ፅሬት መሳሒ ኣይትን ካልኦት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወልቃይት ተወሳኺ ኣንብብ