ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ሲዒቡ ዝተዘርዘረ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ 1 መሳርሒ ፅሕፈት 2 መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ 3 መሳርሒ ሕትመት 4 መሳርሒ እስፔር መኪና 5 መ ሳርሒ እስፔር ሞተር 6 መድሓኒት እንስሳ 7 መ ሳርሒ ዕጥቂ ስፖርት 8 ኣቁሑት ፅሬት 9 ኣንሶላን ፍርናሽን 10 መሳርሒ ኬሚካል ላብራቶሪ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወርዒ ለከ ንአገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ዝዉዕሉ ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎተ ክልት መሳርሒ ፅሬት : ሎት ሰለስተ ናዉቲ ኤሌክትሮነክስ : ሎት ኣርባዕተ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድይ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወርዒ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ዕዩ ቤተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኦፍላ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2012ዓም ና ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈታት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት ፅሬት: ዕጥቂ ስፖርት ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ መለዋወጢ አቁሑት ሞተርሳይክልን ፣ ናይ ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ፣ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ስፔር ፓርት ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፣ ደረቕ ፅዕነት መጓዓዝያ ፣ ብረታ ብረት ስራሕ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ብቅዓት ዘለኩም መቅረብቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያ ንዕድም፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት፣ ፅሬትኣቁሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት፣ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ፣ ኮምፒተር እና ኮምፒተር ኣክሰሰርን ኣቁሑት ፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት፣ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቅሓ ግልጋሎት ክገዝእ ይደሊ ስለዚ በቢዝምልከተኩም ዘርፊ ኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብያተ ፍርዲ ቃፍታ ሑመራን ሰቲት ሑመራን ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣቁሕት ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተር ፣ ሕትመት፣ ኣቁሑት ቢሮን ተዛመድትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ እዞም ትሕት ኢሎም ዘለው ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ን 2012 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፅሬት ኣቁሑት ግለጋሎት ዝዉዕል ግልፅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም ሀ. ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፈ/ኣ/ቅጨ/መ/ቁፅሪ 001 ፅሕፈት መሳርሒ ለ. ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፈ/ኣ/ቅጨ/መ/ቁፅሪ 002 ፅሬት ኣቁሑትዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉለመከዳ ኣብ ወረዱኡ ንዝርከባ ዝተፈላለየ ቤት ፅሕፈታት ንበጀት ዓመት 2012 ንዝተፈላየ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፡ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፈርኒቸር፡ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ ኮምኡዉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ