ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ምን ብናይ መደበኛ በጀት ኣብያተ ፅሕፈታት ኣገልግሎት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ኣቁሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መካይን ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ ሞተር ሳይክልን፣ ሕትመትን ፣ቅጥዒ ሰነዳት ፣ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 5, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንሴክተራት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፣ ሞተር ሳይክልን ናይ ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት ህንፃ፣ ደንቢ ክዳን፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ካብ ናይ 2012ዓ/ም ሱርዕ በጀት 1 መሳርሒ ፅሕፈት 2 ኣቁሐት ፅሬት 3 ኤሌክትሮኒክስ 4 ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብሎት ብምምዳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 4, 2012 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤንን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈታት ወረደኡ ግልጋሎት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ መካይን ጎማ ምስ ካላማደርያ ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ግልጋሎት ሕትመት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ንወረዳ ራያ ዓዞቦ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ ዝዉዕል፣ ኣናእሽቲ ኣቁሑት፣ ፅሬት ኣቁሑትን ፣ ናይ ሕትመት ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራያ ዓዘቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኾሮም ነዞም ዝተፈላለዩ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ1 ኣቁሑት ፅሬት፣2 ሕትመት ፣ 3ኤሌክትሪክ ፣4ኤሌክትሮኒክስ ፣5ናይ መኪናን ጀነሬተርን መለዋወጢ ኣቁሐት ፣6 ክዳን ደንቢ፣ 7መሳርሒ ፅሕፈት፣ 8ጣፍን ጥረምረን፣ 9በርበረን ቅማማ ቅመምን ፣ ካልኦትን ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 5, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ን2012ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ፅሬት አቁሑት: ስፖርት ዕጥቂ : ሞቶር ሳይክልን ስፔርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ Maichew ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ መኪና ስፔር፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመትን ፣ ፈርኒቸር፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ናይ ሙዚቃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ኣይሲቲን ፣ ኬሚካላትን ፣ ኣቁሑት ቤተ ፈተነን ሳይንስን ፣ መለዋወጢ አቁሑ መስመር ማይ ቡንባን ፣መስመር ኤሌክትሪክን ፣ ኣቁሑት ፅሬትን መሳርሒ ህንፃን ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መካይን ፣ ዕድቂ ስፖርት ፣ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 1, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ 2012ዓ/ም ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ዝዉዕል ንዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዮታት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክልን ፣ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ