ሆስፒታል ቅድስት ማርያም ኣክሱም ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሕትመት፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ናዉቲ ኤሌክትሪክ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና፣ ዓባይ ጀነሬተርን፣ ሞተር ብስክሌትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2012 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣክሱም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።