ተዓፅዩ

ሆስፒታል ዉቅሮ ኣብቲ ሆስፒታል ደቂሶም ንዝሕኮሙ ሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ምግብን ሃለቅቲ ኣቅሑት ማለት እዉን ፣መሳርሒ ሕትመት፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ስጋ ፣ ኣትክልትን ፣ ፍረምረን ብሓፈሻ ኣስቤዛ ሸቀጣ ሸቀጥን እንቃቅሖን ብግልፂ ጨረታ ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣጫሪቱ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 28, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ሳሙና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 22, 2012 5:46 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 23, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ