ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈቱ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ሎት1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት2 ኣቅሑ ፅሬት ካብ ናይ መደበዓ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲግራት
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።