ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ከምእዉን ንምምሕዳራዊ ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክተሪክ: መለዋወጢ ኣቅሑት ኮምፒተር: መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት ናይ ሳኒተሪ ማለት እዉን ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ : ኣቅሑት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ንናይ ጨረቃ ጨረቂ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 16, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንፅሕፈት መሳርሒ፤ፅሬት መሳርሒ፤ንኣናእሽተይ ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እንትፅውዕ ዝርዝር ዘድሊ ዓይነት ንብረት ከም ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 3, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑትን ናይ ፅሬት ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 5, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ማይ ፀብሪ ብናይ 2016 ዓም መደበኛ በጀት ኣብ ከተማና ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ንዝዉዕሉ ናዉቲ መሳርሒ ፅሕፈት: ናዉቲ ፅሬት ኣቅሑት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 9, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዘርፊታት ንብረት አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ደም ባንኪ ዓዲግራት ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ብዝተፋለለየ ዘርፊታት ብግልፂ ጨረታ ካብ መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኸፈል ንናይ ፅሬት መሳርሒ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 21, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ማይን ኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፅሬት ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ናይ ዕሬት ኣቑሑት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ማዛጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤትፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፥ ኤሌክትሮኒክስ፥ ሞተር ሳይክል ናይ ሞተር ሳይክል ጎማ፥ ፅሬት ኣቑሑን፥ ተኸሊታት ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም፣፣ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ