ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ከይዲ ስራሕ ት/በ/ዕ/ፋን/ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ቀወምቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት /ፈርኒቸራት/ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 27, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንትጮ ተወሳኺ ኣንብብ
2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ-ሓ ኣብ 2016ዓ/ምብናይ ውሽጢ ኣታዊ በጀት ዝዝዕደጉ ናውቲ ፅሕፈት መሳርሕን ናውቲ ፅሬት መሕለውን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ዝግዝኡ ንብረታት ከምዝስዕብ ቐሪቡ ኣሎ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ክንገዝእ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 21, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ዝተዘርዘሩ ንኣገልግሎት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬትን: ኣቅሑት ሕትመትን: ናይ ገንዘብ መትሓዚ ካዝና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 21, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ 2016 እዞም ዝስዕቡ ምድብ 1 /001/2016 ናይ ፅሬት መሳርሒ ፣ ምድብ2l / 002/2016 ናይ ሕትመት መሳርሕን ምድብ 3/ 003/2016 ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 14, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት፣ ፅሬት ኣቕሑትን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 14, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ካብ ገባሪ ሰናይ ፕረጆክት ልምዓት ምላሽ ፅዕንቶ ስደተኛታት ዝረከቦ በጀት ሐደ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ጣብያ ሙሴ : ምምሕዳር ጣብያ ሰድርን ንዝርጋሕ ፅርይ ዝስተ ማይ ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ቡንባ ማይ ካልኣይ : መለዋወጢ ኣቅሑት ፅሬት ማለት እዉን ሳኒተሪ : ሳልሳይ መሳርሒ ህንፃን ፕላስቲክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 15, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ እምባስነይቲ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን: ሎት ክልተ ናዉቲ ፈርኒቸርን ካልኦትን ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2016 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ማለት ናይ ፅ/መሳርሒ ናይ መኪና ስፔር ፣ ናይ ማይ ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 8, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ