ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ 2016 እዞም ዝስዕቡ ምድብ 1 /001/2016 ናይ ፅሬት መሳርሒ ፣ ምድብ2l / 002/2016 ናይ ሕትመት መሳርሕን ምድብ 3/ 003/2016 ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 14, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 14, 2016 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ ተወሳኺ ኣንብብ : ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ 2016 እዞም ዝስዕቡ ምድብ 1 /001/2016 ናይ ፅሬት መሳርሒ ፣ ምድብ2l / 002/2016 ናይ ሕትመት መሳርሕን ምድብ 3/ 003/2016 ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት፣ ፅሬት ኣቕሑትን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 14, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 14, 2016 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን+1 ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት፣ ፅሬት ኣቕሑትን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ካብ ገባሪ ሰናይ ፕረጆክት ልምዓት ምላሽ ፅዕንቶ ስደተኛታት ዝረከቦ በጀት ሐደ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ጣብያ ሙሴ : ምምሕዳር ጣብያ ሰድርን ንዝርጋሕ ፅርይ ዝስተ ማይ ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ቡንባ ማይ ካልኣይ : መለዋወጢ ኣቅሑት ፅሬት ማለት እዉን ሳኒተሪ : ሳልሳይ መሳርሒ ህንፃን ፕላስቲክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 15, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 15, 2016 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን+1 ተወሳኺ ኣንብብ : ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ካብ ገባሪ ሰናይ ፕረጆክት ልምዓት ምላሽ ፅዕንቶ ስደተኛታት ዝረከቦ በጀት ሐደ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ጣብያ ሙሴ : ምምሕዳር ጣብያ ሰድርን ንዝርጋሕ ፅርይ ዝስተ ማይ ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ቡንባ ማይ ካልኣይ : መለዋወጢ ኣቅሑት ፅሬት ማለት እዉን ሳኒተሪ : ሳልሳይ መሳርሒ ህንፃን ፕላስቲክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 13, 2016 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ እምባስነይቲ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን: ሎት ክልተ ናዉቲ ፈርኒቸርን ካልኦትን ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2016 5:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 12, 2016 8:00 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር+1 ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ እምባስነይቲ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን: ሎት ክልተ ናዉቲ ፈርኒቸርን ካልኦትን ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ማለት ናይ ፅ/መሳርሒ ናይ መኪና ስፔር ፣ ናይ ማይ ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 8, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 10, 2016 3:30 ቅ/ሰዓትቦታማይጨዉዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና+1 ተወሳኺ ኣንብብ : ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ማለት ናይ ፅ/መሳርሒ ናይ መኪና ስፔር ፣ ናይ ማይ ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ስነ-ፅባቐ ብፕሮፌርማ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ:: ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 7, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 7, 2016 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ስነ-ፅባቐ ብፕሮፌርማ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ክንገዝእ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 7, 2016 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት ተወሳኺ ኣንብብ : ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ክንገዝእ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2016 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ክልል ትግራይ (Tigray Disaster Risk Management Commission) ፅሬት ኣቑሑት ብፕሮፐፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2016 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ክልል ትግራይ (Tigray Disaster Risk Management Commission) ፅሬት ኣቑሑት ብፕሮፐፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።