ትካልና ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዩጰያ ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ንዝርከቡ ቤት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ አካል ፅሬት ሳሙና (GIV Soap) በዓል 75 ግራም ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሕንጣሎ ዋጅራት
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።