ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ኣብ ሎት ሐደ ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ሕተመት ንኡሽተይ መፅሓፍ :ብሮሸር: ፖስተር : ባነራት : ናይ መሰልጠኒ ማንዋል ኮፒ ገይርካ ብፕላስቲክ ከቨርን ብሓርድ ከቨር ብስቴፕልስ ወቂዕካ ብሻራ ምጥራዝ : ሎት ሰለሰተ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ክዕድግ ይድሊ ንክወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብ መንግስቲ ብዝተፈቐደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :ኣቅሑት መኪና ስፔር ፓርት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመት ኣይቲ እና ተዛመድቲ ፅሬት መሳሒ ኣይትን ካልኦት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወልቃይት ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕረሻ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ፅሬት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ (ፎቶ ኮፒን ካልኦትን) ስፔር ፓርት መጋየፂ መኪናን ቀዋሚ ንብረትን(ሸልፍን) ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታትብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 14, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ መደበኛ ካፒታልን ዉሽጢ እቶት በጀትን ዝክፈል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ህንፃ መሳርሒን : ፅሬት መሳርሒን ንብረት ካብ ሕጋዉያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 14, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ፅሬት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ ዞባ ደቡብ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት ን ዞምም ዝስዕብ መሳርሒታት ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
የሰቲት ሁመራ ከተማ አስ/ፋይ/ኢኮ/ል/ጽ/ቤት የጽሕፈት መሣሪያዎች፣ አላቂ ንብረቶች፣ የስፖርት ትጥቅ እና የጽዳት መሣሪያዎች፣ የህትመት ዕቃዎች፣ የመኪና መለዋወጫ ዕቃዎች፣ ሞተር ሳይክሎች እና ብስክሌቶች እና የተለያዩ ኤሌክትሮኒክስ ዕቃዎች በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰቲት ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግል ናይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈት : ሃለቂ መሳረሒ ፅሬትን ኣናእሽተይ መሳርሒን : ፅግና ናዉትን : ግልግሎት ሕትመትን ዕደጋ ከካይድ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰቲት ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ