ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2018 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ህንፃ ሳኒተርን : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት :ናይ ጨርቂ : ናይ ኣዉቶ ስፔር :ናይ መኪና መለዋወጢ : ኣቅሑት ፅሬት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ገዛ ኣቁሑት (Comping Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ( Sanitation Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2018 6:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዓብይ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ን2018 ዓም ናይ ማይ ትቦታታትን መገጣጠምን : ናይ ማይ ቆፀርቲ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሓን : ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2018 3:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ #HF ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት IDP CENTER multi sectoria| support in the site ብኬንዳ ዝስራሕ ሓጹር መስርሒ ዝውዕል ንብረት ከም ቆርቆሮ ፣ ሲሚንቶ ፣መስማር ፣ ቀለም ፤ተንዲኖ ፤ፋይዝት ... ወዘተ ዝኣመሰሉ ንብረታት ዉዕሊ ኣሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ 2018 ዓ/ም ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጥም ፣ ናይ ማይ ቖፀርቲ ናይ ኤለክትሪክ ኣቕሓን ፅሕፈት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2018 3:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ማዛጋጃ ከተማመኾኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ፥ ናይ ግብርናን ኮንትራክሽንን መሳርሒ ኣቑሑት ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለናዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ እንዳስሰላሴ ነዚ ስዒቡ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ Atsbi ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ