Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እገላ ብፕሮጀክት ቃልኪዳን ሰቆጣ ዝተረከበ ገንዘብ ንሕብረተሰብ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ስጋን እንቃቆሖን ደርሁ : ኣሕምልትን ፍራምረን : ናይ ሃንድ ፓምፕ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 5, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 6, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋደርሁ 12000 ቅርሺ : ኣሕምልትን ፍራምረን : ናይ ሃንድ ፓምፕ ኣቅሑት የብሉን
ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00
ዝወፀሉ መዓልቲ