ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እገላ ብፕሮጀክት ቃልኪዳን ሰቆጣ ዝተረከበ ገንዘብ ንሕብረተሰብ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ስጋን እንቃቆሖን ደርሁ : ኣሕምልትን ፍራምረን : ናይ ሃንድ ፓምፕ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 5, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 6, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋደርሁ 12000 ቅርሺ : ኣሕምልትን ፍራምረን : ናይ ሃንድ ፓምፕ ኣቅሑት የብሉን
ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ አቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 21, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 22, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ