ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ካብ ease project ብዝተረከበ በጀት ን2018 ዓም አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ቢሮን : መሳርሒ ህንፃን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ከጫርት ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 20000 ቅርሺ:ኣቅሑት ኤሌክትሪክ 20000 ቅርሺ : ኣቅሑት ቢሮን 20000 ቅርሺ : መሳርሒ ህንፃን 20000 ቅርሺ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ አቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 21, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 22, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s